@MrofflineQuotes · 134 subscribers
The short link opens the channel straight in the Telegram app — not in a browser tab.
tg.me/go/MrofflineQuotesIs this your channel? Add @tgme as admin — and see how many people click your links. Get the stats →
Channel created February 13, 2024per Telegram
We have been tracking it since September 3, 2026
In all that time the channel has changed neither its name, nor its @username, nor its avatar.
We show only what we have seen ourselves.
ሰለስተ ኣዕርክቲ ናብርኦም ንምምሕያሽ ካብ ሃገር ንምውፃእ ስደት ይመርፁ::ሰዓትን መዓልቲን ይፈልዩሞ ጉዕዞ ይጅምሩ::እግረ መንገዶም ሳንጣ ሙሉእ ቅርሺ የግንዩሞ ብጣዕሚ ተሓጒሶም ዙቅርሺለ ንሰለስተ ተከፋፊሎም ላብ ዓዶም ምምላስ ይጅምሩ:: ብጣዕሚ ደስ ስለልበሎም ደስትኦም ልምክባር ካብኣቶም ንቲ ሓደ ምግቢን መስተን ገዚኡ ክመፅእ ይእዝዝዎ:: ሽዑ ዝልተልኣከ ወዲ ዙቅርሺ ንምንታይ ልበይነይ ኣይገብሮይ ኢሉ ብምሕሳብ ላብዙምግቢ ውሽጢ መርዚ ጌሩሉ ላብኦም በፅሐ:: ክልቲኦም…
ስምዕኒማ ሽኮረይ 💚 መልክዕኪ ካባኪ ኣይበልፅይ ልቢ ኢልኪ ኣድምፅኒ! ክጠቅመኪ እዩ።ምንም ይፈጠር ምንም ዋላ ቆንጂኪ መልክዕኪ ልኣኪ ክበልፀኪ ኣይግባእይ።መልክዕኪ ናይኪ እዩ። እስኪለ እስኪ ኢኪ።ቆንጆ እኮ ትኮኒ ትክእሊ ኢኪ 🥰 ክትርአዪ ተለኪ ሰሓቢት መሀነን ክትኮኒለ ትክእሊ ኢኪ፤ካብ ርሑቅ ናሰባት ቀልቢ ክትሰርቂለ ትክእሊ ኢኪ 😌🙊 ግን ኣመልኪ ተለይፀቢቁ፤ብመልክዕኪ ላሓሰብኪ ኣእምሮኪ ተዓፂክዮ ፤ልብኪ ተለወቂቡ ልቀርበኪ ኩሉ ንመሕለፊ መዓልቱ እምበይ ንዘላለም ትምኒ…
ናሰፈር ኩዕሾ ፀዋታ (back in time) 1,ዙGame ገዛ ክሳብ ትፅዋዕ ኣይውዳእይ ዋላ እግርካ ፍሕፅሕፅ ኢሉ ኢካ ትፃወት🥺 2,ውፅኢት 35-28 እዩ ልውዳእ 🤣 3, ፍፁም ቅላዕ ልወሃብ ፋውል ልተሰርሐሉ ቆልዓ ተምሒሉ ብቻ እዩ 😭 4,ፔናሊቲ ክኮን ተሎ ሓላዊ ልዳት ይቅየር 🤯 5,ፔናሊቲ 7 ስጉሚይ ሓንቲ ግዜ ክልተ እግርካ ኣጣሚርካ ኣብ ልተገነየ ርሕቀት እዩ ልውቃዕ 😅 6,ናታ ኩዕሾ ባዓልናይ ልደለዮ ቡድን መሪፁ እዩ ልኣቲ ልኡለ ተኮርዮ የብልካይ 🤭 7, ፀወታ ልጅም…
[media, no text]
ፍቅሪ ❤️ ወይስ ገንዘብ 🔥 ብreaction ኣርእዩኒ 🤝