ምናልባት መብዛሕቴና ናምንባርካ/ኪ ምክንያት ተተጠይቅና ንምልሶ መልሲ ኣደይ፣ኣቦይ ኢሉ እውን ብሓደራ ልተውሀብኩም ኣሕዋትኩም ምኳኖም ትናገሩ ትክእሉ ኢኩም 😊 ወይለ ንእሽተይ ካብ ደማዊ ምትእስሳር ወፂኩም ኣፍቃሪት/የይ ትብሉለ የትሰኣኑይዋ 😁
ብርግፅ ንምንባር ሓደ ምክንያት ኣቅሪብኩም ንሙሟት ግን ኣእላፍ ቁዛመታት ምድርዳርኩም ዘይቀሪ እዩ 😐 የተጋገኩምይኮ ዓለም ትክተሎላ መስርሕ ኢኩም ትስዕቡለኩም ግን ለለ ኣብዚ ዛዕባ እዚ ካብ ዓለም ብኣንፃራዊ መንገዲ ትግነዩ እኒሀኩም ደቅነይ 🙌
ሀመይ ዶ ትብለኩም 🤔
ሀመይ ልብል ለባም ሀመይ ለብዝሕ ገልዳም እዩሞ ነገሩ እስቲ ንእሽተይ ብናየ ኣተሓሳስባ ክገርሐኩም 🤗 ፈለማ ናምንባርካ/ኪ ምክንያት ትጥየቂ ተለኪ ሽም ኣዴኪ፣ኣቦኪ፣ኣሓትኪ ወይ ኣፍቃሪኪ ኣይትደርድሪ 🙄 ናምንባርኪ ምክንያት ባዕልኪና ባዕልኪ ጥራሕ ኢኪ 🤫 ካሊእ ከ
ኩሉ ተረፍ እዮም እስኪ ናምንባር ምክንያት እንድሕር ለይብልኪ ልሙሟትኪ ካሊእ ምክንያት ምድርዳር የመድለዮይ መዓልታት የኮነይ ሰዓታት ኣይትፀንሕይ 😑
ስለዚ መጀመሪያ ልዓርስኪ ፉተዪ ካብኡ እዩ ልሰባት ይነብርለኩ ኢልካ ልፉከር እምበይተዋ 🤐 ኣብ ዓይንኪ ልኣተየኪ መንገፍ ቀልጢፎም ክዕዘቡ ብዛዕባ ለይክእሉ ናዛ ዓለም ተዋሳእቲ ኣይትጨነቂ 👐
© Mr Øfflínè ✍
ቻናልና Join ግበሩ👇👇
✅ @MrofflineQuotes
✅ @MrofflineQuotes
3
2June 3, 2025 124