ስምዕኒማ ሽኮረይ 💚 መልክዕኪ ካባኪ ኣይበልፅይ ልቢ ኢልኪ ኣድምፅኒ! ክጠቅመኪ እዩ።ምንም ይፈጠር ምንም ዋላ… — Mr Øfflínè Quotes — TG.ME

ስምዕኒማ ሽኮረይ 💚 መልክዕኪ ካባኪ ኣይበልፅይ ልቢ ኢልኪ ኣድምፅኒ! ክጠቅመኪ እዩ።ምንም ይፈጠር ምንም ዋላ ቆንጂኪ መልክዕኪ ልኣኪ ክበልፀኪ ኣይግባእይ።መልክዕኪ ናይኪ እዩ። እስኪለ እስኪ ኢኪ።ቆንጆ እኮ ትኮኒ ትክእሊ ኢኪ 🥰 ክትርአዪ ተለኪ ሰሓቢት መሀነን ክትኮኒለ ትክእሊ ኢኪ፤ካብ ርሑቅ ናሰባት ቀልቢ ክትሰርቂለ ትክእሊ ኢኪ 😌🙊

ግን ኣመልኪ ተለይፀቢቁ፤ብመልክዕኪ ላሓሰብኪ ኣእምሮኪ ተዓፂክዮ ፤ልብኪ ተለወቂቡ ልቀርበኪ ኩሉ ንመሕለፊ መዓልቱ እምበይ ንዘላለም ትምኒቱ ኣይትኮንይ።ምንም እስኪ ለይትደልዮኮ ትክእሊ ኢኪ ግን ናሰብ ናኩልግዘ ትምኒት ምኳን ትዕድልቲ እዩ።

ሽኮረይ መልክዕኪ ዋላ ልዕሊ ሞናሊዛ ይኩን ልብኪ ተለይወቂቡ ኣወዳድቃኪ ቃሕ ኣይብልይ። ብመልክዕ ለይኮነስ ዝተውሃበኪ መሕሰቢ ኣእምሮ ተጠቂምኪ ሕሰብሉ 😇🤝
🥰2👏1
November 14, 2025 94