ሽኮረይ እስኪ ልዕልቲ ትሓስብዮ ኢኪ 👑 ንስኪ ሓደ ወዲ ኩሉጊዜ ፀልዩ ከግንያ ልደልያ ዓይነት ጓል… — Mr Øfflínè Quotes — TG.ME

ሽኮረይ እስኪ ልዕልቲ ትሓስብዮ ኢኪ 👑 ንስኪ ሓደ ወዲ ኩሉጊዜ ፀልዩ ከግንያ ልደልያ ዓይነት ጓል ኩኒ::ንስኪ ኩሉጊዜ ንዓርሱ ክኮን ዝክእልን ናብ ፈጣሪ ክቀርብ እትረድእዮን ምጭውቲ ረዳት ኩኒ:: ልዓኪ ብልረአየ ቁፅሪ ምሳኪ ስድራ ንምምስራት ዝሓስባ ናህይወትኪ ጉዕዞ ሓቢሩኪ ንምካድ ዝምነየኪ ዓይነት ጓል ኩኒ::ፍትወቱ ደረት ኣልቦ ኮይኑ ዋጋኪ ልዕሊቲ ቀይሕ ዕንቍ ምኳኑ ፈሊጡ ካብ ልቡ እናተኣመነልኪ ፅቡቅ ልገብራ ብዙሓት ኣዋልድ ኣለዋ እስኪ ግን ካብ ኩለን ትበልፂ ኢኪ ላበለ እናመስከነ ናሂወት ዘመን ፍትወቱ ክትኮኒ ዝፅበየኪ ዓይነት ጓል ኩኒ:: በይዛኪ ንተራ ነገር ዓርስኪ ኣሕሊፍኪ ኣይትሃቢ ኩምዘይትዘልቂ እናፈለጥኪ ምስለይኮነኪ ብስምዒት ዕድሜኪ ኣይትወድኢ"ምክንያቱ እስኪ ልዕልቲ ትሓስብዮ ኢኪ ሽኮረይ 🥰🔥 © Mr Øfflínè ✍ ቻናልና Join ግበሩ👇👇 ✅ @MrofflineQuotes ✅ @MrofflineQuotes

July 26, 2025 142
ሽኮረይ እስኪ ልዕልቲ ትሓስብዮ ኢኪ 👑 ንስኪ ሓደ ወዲ ኩሉጊዜ ፀልዩ ከግንያ ልደልያ ዓይነት ጓል… — Mr Øfflínè Quotes — TG.ME