ናሰፈር ኩዕሾ ፀዋታ (back in time)
1,ዙGame ገዛ ክሳብ ትፅዋዕ ኣይውዳእይ ዋላ እግርካ ፍሕፅሕፅ ኢሉ ኢካ ትፃወት🥺
2,ውፅኢት 35-28 እዩ ልውዳእ 🤣
3, ፍፁም ቅላዕ ልወሃብ ፋውል ልተሰርሐሉ ቆልዓ ተምሒሉ ብቻ እዩ 😭
4,ፔናሊቲ ክኮን ተሎ ሓላዊ ልዳት ይቅየር 🤯
5,ፔናሊቲ 7 ስጉሚይ ሓንቲ ግዜ ክልተ እግርካ ኣጣሚርካ ኣብ ልተገነየ ርሕቀት እዩ ልውቃዕ 😅
6,ናታ ኩዕሾ ባዓልናይ ልደለዮ ቡድን መሪፁ እዩ ልኣቲ ልኡለ ተኮርዮ የብልካይ 🤭
7, ፀወታ ልጅምር ላብ ላዕሊ ኣንጢርካ እዩ😁
8, መዲብካ ተጫዊትካ ዋላ ስዒርካ መደብካ ብቻ እዩ ልበፅሐካ ☹️
.
.
.
.
ኣብ ናይኩም ግዜ ልነበሩ ሕግታት ምሳኩም ኩዕሾ ልተጫወተ ናchildhood ዓርክኩም mention ጌርኩም ቀፅልሉ ☺️
Who missed that time 🥺
1November 14, 2025 90 1