ይቅርታ ግበርለይ ዝሓፍተይ 😐
እስኺ ላብ ህይወቱ ስለልመፃኪ ቅድሜኪ ልነበሩ ብኣእላፍ ልቁፀሩ ሰባት ኣብ ህይወት እቲ ብፍቅሪ ክንፍፍፍ ኢልኩሉ እኒሀኪ ወዲ ኣዳም ኔሮም እዮም 😐
ልምንታይማ ናይኪ ምኳኑ ልምርግጋፅ ለልፀላእክዮም ኣዕርክቱ ይኩኑ ፈተውቱ እስኺ ፅልኢት ስለለኪ ብቻ ክርሕቅ ትነግርዮ ፎትዩኪ እምበይ የምለከክይ እኮ 😊 ሀም ጀማሪት ኣፍቃሪት ሓመድ ከይነክአካ ኣይትበልዮ ፍቅርኪ ፀኒዑ ክቅፅል ተደሊኪ እምነት ብቻ ይሃሊኪ ኣብ ቅድሚ ሰብ ብሀይለ ቃል ከይትናገርዮ ብሀይለ ቃል ተተናጊሩኪለ ብለዛ መልስሉ ልዕሊቲ ሽዑ ልተፈጠረ ጎንፂ ፍቅርኩም ብዙሕ ስለልሓለፈ 🤗
ደሓር መክፈቲ ኣፍ ማሕበር ሓመይቲ ትግራይ ከይትኮኑ 😂😂
ብሩክ ናፍቅሪ ምሸት ይኩነልኩም 🌾
© Mr Øfflínè ✍
ቻናልና Join ግበሩ👇👇
✅ @MrofflineQuotes
✅ @MrofflineQuotes

June 2, 2025 106