ሽኮረይ ☺️ ሕልምኪ ክትነግርኒ ተለኪ እየ ለባምነትኪ ዝፈልጦ ሕዚ ለለክዮ ኩነታት የኮነይ 😊 ልክዕ ምንባርኪ ብጣዕሚ ለድልየሉ ጊዜ ከምዝነበረ ምንባርኪ ለድልየሉ ጊዜ እኒሆ እዩሞ ምርሳዕ ኣይትፍርሒ ናሕድገት ሓቂ የትፅልኢ ምክንያቱ ንዓና ሓዊሱ ኩሉ ነገር ክልወጥዩ ከምዝነበረ ዝቅፅል ነገር የለይ።ሎሚ እስኪ ለለክዮ ቦታ ናካሊእ ሰብ ሕልምን ፀሎትን እዩ!
ብዙሓት ኣሓተይ ናተደፈራ ናተቀተላ ይርኢለኩ ኣብ Relationship ኮይንኪ Ignore ብዝገበርክዮም RED FLAGS 🚩 ኢኪ ኣብ ሓዳር ዉሽጢ ኣቲኪ ትሰቃዪ እሞ እስቲ ሽኮረይ ደጊምኪ ሕሰብሉ።ኩሉ ግዘ ግን ኣስቲውሲ ንሕቶኪ መልሲ እምበይ ምክንያት ኣየድልዮይ።
ብንግግር ካብ ለግነክዮ ክብሪ ብሱቅታ ተግንዮ ሰላም እዩ ልበልፅ።ሽኮረይ ኩሉ ዕንፀይቲ ዘበለ ካዜራ ኣይኮንይ እሺ ዘውግዐኪለኩ ብዛዕባ ዕንፀይቲ የኮነይ!
© Mr Øfflínè ✍
ቻናልና Join ግበሩ👇👇
✅ @MrofflineQuotes
✅ @MrofflineQuotes
4
1July 18, 2025 114