ሽኮረይ ሀመይ ኣምሺኪ ☺️😇
ሓደ ሓቂ ክነግረኪ ብዙሓት ኣዋልድ ብሰንኪ ቅርሺ ኣብ ዝተስሓሓተ ገዛ እየን ብዙሓት ኣጓላትለ ብሰንኪ መልክዐን ኣብ ዝተስሓሓተ ሓዳር ይርከባ።ሰብኣይ ልኮነኪ ወዲ ፅቡቅ ንዝኮነ ናውሽጢ መንነትኪ ናምርኣይ ዓቅሚ ለለዎ እዩ ስለዚህ ኣብ ስብእናኪ ብትግሃት ስርሒ 🤗
ሓደ ሓደ ምሳኪ ዓርኪ ልኮኑ ካባኪ ልሐሸ ሰብ ክሳብ ልረክቡ ጥራሕ እዩ ይኩን እምበይ ንሶም ልሐሸ ልብሉዎ ሰብ ካብኦም እምበይ ካባኪ ብፍፁም ኣይሕሽይ ኩልግዘ ፍልይቲ ኢኪ ልትክአኪ የለይ 😤
ታሪክኪ እንትንገር ሀምዚ ክበሃል ግበሪ ሃምልኣበያ ሃምለይተሳከዐላ ሃምልወዱቀት ሃምልበከየት ሰባት ከምዝሓጨጩዋ ሃምለይተረፈት ኩሉ ነገር ብዓወት ስዒራ እያ ክብሉኪ ግበሪ 🙂
ትኩረታ ኣብ ሕልማ እዩ ናብ ዕላምኣ ካብለዩኽፅሓ መንደር ወርቂ ይሕፈስሎ እዩ ተልብሉዋ እኳ ኣብኡ ለይትግነ ኩኒ 😇
ምስትጠፍኢ "ታይ ኣግንያ ለለ" ለይኮነስ "ታይ ኣግንዩዋ ይኮን" ኢሎም ንዝጥይቁን ብፀሎቶም ዝሓስቡና ፈተውቲ ተሃልዮምኪ ዕድለኛ ኢኪ....ልዞም ርስት ጥራሕ ይባርከልኪ 🥰
© Mr Øfflínè ✍
ቻናልና Join ግበሩ👇👇
✅ @MrofflineQuotes
✅ @MrofflineQuotes
2
2July 14, 2025 105