ሰለስተ ኣዕርክቲ ናብርኦም ንምምሕያሽ ካብ ሃገር ንምውፃእ ስደት ይመርፁ::ሰዓትን መዓልቲን ይፈልዩሞ ጉዕዞ ይጅምሩ::እግረ መንገዶም ሳንጣ ሙሉእ ቅርሺ የግንዩሞ ብጣዕሚ ተሓጒሶም ዙቅርሺለ ንሰለስተ ተከፋፊሎም ላብ ዓዶም ምምላስ ይጅምሩ::
ብጣዕሚ ደስ ስለልበሎም ደስትኦም ልምክባር ካብኣቶም ንቲ ሓደ ምግቢን መስተን ገዚኡ ክመፅእ ይእዝዝዎ::
ሽዑ ዝልተልኣከ ወዲ ዙቅርሺ ንምንታይ ልበይነይ ኣይገብሮይ ኢሉ ብምሕሳብ ላብዙምግቢ ውሽጢ መርዚ ጌሩሉ ላብኦም በፅሐ:: ክልቲኦም ኣዕርክቱ ለለ ዙቅርሺ ናክልቲኦም ጥራሕ ልምግባር ተስማዕሚዖም ንዓርኮም ዙምግቢን መስተን ልክዕ ሒዙ ምስመፀ ብእምኒ ቀጥቂጦም ቀተልዎ::
ምሽይ ምስበለ ብጣዕሚ ሰኪሮምን ደኪመዎምይ ኣዕርፍ ምስኣበሉ ዙልሞተ ዓርኮም ሒዙዎ ልመፀ ምግቢ ምብላዕ ጀመሩ ብቅፅበት እውን ኣብለለውሉ ዝርር በሉ::
እዞም ሰለስተ ኣዕርክቲ ወላሓዲኦም ለይተጠቀሙ ሞት ቀዲሙዎም::ኣማታእነት ኣብ ምንም ኣየበፅሕይ ልኣይ ጥራሕ ልብል ነገር ካበይ ሃምልመፀ ኣይርድአንይ::
ልኣኩምለ ካብ ሃምዚኦም ልበሉ ኣዕርክቲ ይምሓርኩም ትተኣማመንሉ ብዕርክነት ለይደራደር መሓዛ ፈጣሪ ይዓድልኩም 🙏❤️
📖☕ ላሰተና 🥹🫶
#ሼር_ይገበር
3November 28, 2025 89