መን መርዓት ምስበለክን ኢኽን ትኩሓላ!
ንባዕሉ ሕጋዊ ዘይኮነ ጉባኤ ተመሊሱ ብሽም ህወሓት ዝንቀሳቐስ ሓይሊ ከይህሉ ኢሉ ንምውሳን ዘኽእል ናይ ሕጊ ኮነ ናይ ሞራል መሰረት የብሉን። ከንቱ ባህጊ!
ብማእኸላይ ኮሚቴኡ ተቓውሞ ዝገጠሞ፣ ማእኸላይ ቁፅፅር ኮሚሽን ዝነፀጎ፣ ቦርድ መረፃ እታ ሃገር ኣይፈልጠካን ዝበሎ፣ ንናይ ባዕሉ ሕገ ደንብን ናይ ኣሰራርሓ መምርሕን ተገዛኣይ ዘይኮነ ሕጋዊነት ዘይብሉ ጉባኤ ሕዚ ተመልሱ ናይ ካልኦት ምንቅስቓስ ክዓግት ማይ ይዓኩት ኣሎ።
ጉጅለ ኣደመ እቲ ጉባኤ ከይተዛዘመን ይስምረ ኣይስመር ብዘየገድስ ኣመራርሓ ከይመረፀን ብከምዚ ዓፈና ዝጀመረ ስልጣን እንተዝረክብ እንታይ ንምስራሕ ከምዝዓለመ ዘርኢ እውን እዩ።
✍️Desye Ashenafi
4
1
1August 17, 2024 1.6K

