ኣዕዋፍ ብህፍወት ላሃለዩ ንፃፀታት ይምገቡ። ኣዕዋፍ ድሕሪ ምሟቶም ለለ ፃፀታት ብተርኦም ኣዕዋፍ ይምገቡ። ሓደ… — Mr Øfflínè Quotes — TG.ME

ኣዕዋፍ ብህፍወት ላሃለዩ ንፃፀታት ይምገቡ። ኣዕዋፍ ድሕሪ ምሟቶም ለለ ፃፀታት ብተርኦም ኣዕዋፍ ይምገቡ።

ሓደ ኦም ብሚሊዮን ዝቁፀሩ ናክብሪት ዕንፀይትታት ትሰርሕ ብኣንፃሩ ግን ሓንቲ ናክብሪት ዕንፀይቲ ሚሊዮን ኣእዋም ተብርስ።

ኩነታት ኩልግዘ ተቀያየርቲ እዮም።ብህይወት ምስትነብር ንማንም ኣይትጉዳእ ናማንም ዋጋ ኣይተትሕት።ሎሚ ንስካ ሓያል ፣ ሃፍታምን ብዓል ስልጣንን ክትኮን ትክእል ኢካ።ግን ጊዜ ልዕሌካ ሓያልን ንኩሉ ቀያርን ምኳኑ ኣይትረስዕ።


ምንጪ:- እመኑኒ

© Mr Øfflínè

ቻናልና Join ግበሩ👇👇
@MrofflineQuotes
@MrofflineQuotes
👏3👍1
July 1, 2025 112