ብጣዕሚ ለዋሃት ዝኮኑ ሰባት ሱቅ ኢሎም ኣይውለዱይ፣ ይስርሑ እምበሪ። ንሶም ኣብ ህይወት ብጣዕሚ ብዙሕ ዝተሰቃዩ ነፍሳት እዮም፣ ካብ ፀልማት ዝወፁ፣ሕድሕድ ኪሳራ ናብ ትምህርቲ ንምቅያር ዝቃለሱ እዮም።ብጣዕሚ ለውሃት ዝኮኑ ሰባት ሱቅ ኣሎም የነበሩይ — ኩነታት ክድንድን ምስልሙኩሮም ይምልስላስ ይመርፁ፣ብፅቡቅነት ምእማን ይመርፁ፣ ምክንያቱ ድማ ርህራሄ ንምንታይ ብጣዕሚ ኣድላዪ ከምዝኮነ ብዓይኖም ሪእምዮምና። ኣብዚ ዓለም እዚኣ ርህራሄ ክንደይ ዝኣክል ብጥዕሚ ኣድላዪ ከምዝኮነ ኣብ ሂወቶም ውሽጢ ተዕዝቦሞ እዮም።
#ተጋጊኩም_ከይትጎድኡዎም 🥹😇
© Mr Øfflínè ✍
ቻናልና Join ግበሩ👇👇
✅ @MrofflineQuotes
✅ @MrofflineQuotes
2
1June 30, 2025 114