✅️ናይ መኪና ስርቆት ኣስግእዎም ዶ?እኒሀልኩም እምበኣር ብስራት ንሰብ ዋናን ገናሕትን ተሽከርከርቲ ፤ካብ ሰብ ሞያ ቴክኖሎጂ GPS G-6 technology plc።
🫵መካይኖም ከይስረቓ፣ ዘካረዩወን መካይን ኣበይ ከምዘለዋን እንታይ ከምዘድልየንን ክከታተሉ ከምኡ እውን ታሪኽ ጉዕዞ ተሽከርከርቶም ንምፍላጥ ፍቱን ቴክኖሎጂ ሒዝናልኩም መፂእና ኣለና።
🚖ኣብ መኪና ዝግጠም መቆፃፀሪ ደሕንነትን ምውፋርን ናይ ዝኾነ ይኹን ዓመተ ምህረት (model) ተሽከርከርቲ፣
🚖ሞተር ሳይክል ኩሉ ዓይነት ናይ ስራሕ መካይን ብእንገጥመሎም ቴክኖሎጂ ተሽከርከርቶም ምስ ስማርት ቆፎ ስልኮም ክትረዳዳእ ንገብር
🚙 ሞተር እንትለዓል ናብ ስልኮም ይድውለሎም ::
🚙 መኪናኦም ካብ ስልኮም ፍቃድ ወፃኢ ብናይ ባዕሉ ቁልፊ ከይላዓል ምግባር ::
🚙ናይ ተሽከርካሪ ባትሪ እንትንቀል ሽዑ ንሽዑ ናብ ስልኮም ደውሉ የፍልጠኩም
🚙ተሽከርካሪኹም ኣበይ ከም ዘሎ ይጥቁመኩም::
🚙ናይ ተሽከርካሪኹም ናይ ጉዕዞ /ቢያጆ/ ታሪክ ይምዝግብ::
🚙 ተሽከርካሪኹም ሙሉእ ናይ ስራሕ ስዓትን ሪፖርት የቅርብ::
🚙ናይ ተሽከርካሪኹም ሰሙናዊ ወርሓዊ ዓመታዊ ሪፖርት የቅርብ::
🚙 ናይ ተሽከርካሪ ናይ ጉዕዞ ክልል / ሓፁር / ምድላውን ቁፅፅር መለዋወጢ ኣቁሑት ሓዊሱ 72 ኣላርምታት ዝሓዘ እዩ
🎈11500 ዋጋ ጀምሩ⚖️ውሕስና ክልተ ዓመትን ሕረይኦም ቴክኖሎጂ ኣብ 25 ደቓይቓ ገጢምና ነረክቦም።
ንዝበለፀ ሓበሬታ
☎️ 0914544755
☎️0912743180
ኣድራሻ: አብ ሃያ ሁለት ጎላጉል ሕንፃ ብድሕሪት
ሰሚት(ፍየል ቤት) ግዕዝም ምግቤት ፊት ለፍት
:-መቐለ 104.4 FM ኣጠገብ
✔️ቴሌግራም ብምግባር በተሰብ ይኩኑ
https://t.me/+f6_jS-m9baA0MWU0
✔️ፌስቡክ
https://www.facebook.com/profile.php?id=100092981991942&mibextid=8ub1ZrXe9gtbsnOI
TIKTOK
tiktok.com/@userg6technologis
Telegram
𝐆-6 𝐓𝐞𝐜𝐡𝐧𝐨𝐥𝐨𝐠𝐢𝐞𝐬 PLC
𝐀𝐧𝐲 𝐓𝐞𝐜𝐡 𝐒𝐮𝐩𝐩𝐥𝐢𝐞𝐫𝐬!
✦ 𝐇𝐚𝐫𝐝𝐰𝐚𝐫𝐞
✦ 𝐒𝐨𝐟𝐭𝐰𝐚𝐫𝐞

6
1July 18, 2026 2.8K