Interesting Facts 💡: post #232 — TG.ME

@hakitatalem
〽️ squid game ኣብ ሓፂር ግዜ ካብ ዝተፈተዉ ተኸታታሊ ፊልም እቲ ሓደ እዩ።

〽️ እቲ ዝገርም ነገር ድማ ኣብዚ ናይ ፊልም ሓደ ክፋል ብጌጋ ንሰከንዳት ኣብ ምስሊ ስልኪ ቑፅሪ ተራእዩ እዩ።

〽️ ድሕሪ እዚ ድማ እቲ ፊልም ምስተለቐቐ ሓደ መዓልቲ እንተይመለኦ ልዕሊ 4000 ሰባት ናብቲ ስልኪ ቑፅሪ በዓል ቤት ዝኾነ ሰብኣይ ናደወሉ ተኸኽ ኣቢሎሞ እዮም ።

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😁14👍4❤2🎉1
June 28, 2023 2.9K 6