Interesting Facts 💡: post #249 — TG.ME

@hakitatalem

〽️እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ሰብኣይ ቱርካዊ እንትኸውን mehmet tok ይበሃል።

〽️ እዚ ሰብ እዚ ን 8 ዓመት ሽጋራ ምትካኽ የቋርፅ'ሞ ን ሽጋራ ዘውፅኦ ዝነበረ ገንዘብ ብምቑጣብ መኪና ይገዝእ።

〽️ነገር ግን ብዘሕዝን ኹነታት mehmet tok መኪና ድሕሪ ምግዝኡ ብ መኪና ሓደጋ ክመዉት ኽኢሉ እዩ


〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።
@hakitatalem
😁12❤5👍3
July 7, 2023 3.7K 6