ሓደ ምእንቲ ኩሎም ሞይቱ" 2ኛ ቆሮ 5 : 4 "ንሱ ግና ምእንቲ ገበንና ቆሰለ፣ ምእንቲ ኣበሳና ድማ… — Amon Infotainment — TG.ME

"ሓደ ምእንቲ ኩሎም ሞይቱ"
2ኛ ቆሮ 5 : 4
"ንሱ ግና ምእንቲ ገበንና ቆሰለ፣ ምእንቲ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ።"

ንኹለኩም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ናብ በዓለ ስቅለት ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፅሓኩም 😊💚

© Mr Øfflínè

ቻናልና Join ግበሩ👇👇
@MrofflineQuotes
@MrofflineQuotes
April 18, 2025 262