ፍቅሪ የለይ ቅድሚ ምባልካ፣ኣባየይ ውሽጢ ፍቅሪ እኒሆ ዶ? ኢልካ ፈትሽ ሰበይቲ ትኮነኒ ጓል የላይ ቅድሚ… — Mr Øfflínè Quotes — TG.ME

ፍቅሪ የለይ ቅድሚ ምባልካ፣ኣባየይ ውሽጢ ፍቅሪ እኒሆ ዶ? ኢልካ ፈትሽ

ሰበይቲ ትኮነኒ ጓል የላይ ቅድሚ ምባልካ ኣነ ሰብኣይ ክኮን ይክእል ዶ? ኢልካ ዓርስካ መርምር

ወዲ እምበይ ሰብኣይ የለይ ቅድሚ ምባልኪ፣ ኣነ ልባዕለይ ጥዕይቲ ሰበይቲ ክኮን ይክእል ዶ? ኢልኪ ልባትልኩ ሕተቲ

ጥዑይ ዓርኪ የለይ ቅድሚ ምባልኪ፣ ኣነ ባዕለይ ጥዕይቲ ዓርኪ ክኮን ይክእል ዶ? ኢልኪ ሕሰቢ

ማንም ሰብ ልባዕሉ ጥዑይ ተኮይኑ፣ፅቡቃት ነገራት ካብኡ ክርሕቁ ኣይክእሉይ።

ስለዚ ጥዑይ ምኳን ካብ ሰብ ለይኮነስ ካብ ባዕልና ኢና ንረክቦ።

© Mr Øfflínè

ቻናልና Join ግበሩ👇👇
@MrofflineQuotes
@MrofflineQuotes
❤2🥰2
June 2, 2025 92