🎬 ካብ ዜሮ ጀሚርኩም ፕሮፌሽናል ቪድዮ ኤዲተራት ክትኮኑ ትደልዩ ዶ ?
ንኹሎም ቋንቋ ትግርኛ ተዛረብቲ፣ እዚ ዕድል ንኣኻትኩም እዩ! 🔥
🎥 ስልጠና ቪድዮ ኤዲቲንግ
ካብ መሰረታዊ ክእለታት ጀሚርና ፣ ክሳብ ፕሮፌሽናል ደረጃ ብተግባር ክነምህረኩም ኢና።
🤖 ብተወሳኺ፣ ሓደ ፍሉይ ቲፕ ኣለና!
ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና፣
ብ AI ከመይ ጌርኩም ኣብ ቪድዮ ኤዲቲንግን ናይ ዲጂታል ስራሕኩምን ብብልሓት ክትጥቀሙሉ ከም እትኽእሉ እውን ክንካፈለኩም ኢና። 🚀
🎁 ፍሉይ 20% ቅናሽ!
👉 ቀዲሞም ብዲጂታል ወያነ ኣቢሎም ዝመጹ ተሳተፍቲ፣ 20% ቅናሽ ክረኽቡ እዮም።
🌍 ንነበርቲ ስዑዲ ዓረብ፣ ዱባይ፣ ኩዌት፣ ባህሬንን ካልኦት ዓረብ ሃገራትን ዝነብሩ ትግርኛ ተዛረብቲ እውን ፍሉይ ዕድል ኣሎ።
20% ቅናሽ ክትረኽቡ ኢኹም። 🎉
💡 ክእለት ሎሚ እንተተማሂርካዮ፣ ፅባሕ ናብ ሞያን ኣታዊን ክትቕይሮ ትኽእል ዕቑር ሙያ እዩ ።
👨🏫 ኣሰልጣኒ፡ ጀንትራ መብራህቱ (Jentra Mh)
⚠️ ቦታ ውሱን እዩ!
እቲ ዕድል ከይሓልፈኩም፣ ሎሚ ተመዝገቡ!
📱 WhatsApp / Telegram: 093 338 3333
🌍 +251 933 383 333
#VideoEditing #ቪድዮ_ኤዲቲንግ #AI #ትግርኛ #ስልጠና #DigitalWeyane #JentraMh



