❝...ዝኾነ ይኹን ዓይነት ፍልልያት ልዕሊ ረብሓን ድሌትን ህዝቢ ትግራይ ዝዕቀን ኣይኮነን...the bottom line ረብሓ ህዝቢ፣ መሰል ህዝቢ እዩ።ህወሓት ኣዳኺምካ ዝጥንክር ግዚያዊ መንግስቲ የለን ፤ ንግዝያዊ መንግስቲ ኣዳኺምካ 'ዉን ዝጥንክር ህወሓት የለን።❞ ~ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ#DigitalWoyanet.me/DIGITAL_WOYANE/3769TranslateNovember 5, 2023 6.2K 8 4