🅑🅐🅝🅐 🅣🅔🅒🅗: post #41 — TG.ME

WhatsApp ካብ ናይ ቤት ምክሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ልርከቡ ዲቫይሳት ከይሰርሕ ተኣጊዱ።

ዋንነቱ ናይ Meta ዝኾነ ፍሉጥ Messaging app WhatsApp አብ ናቤት ምክሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ዝርከቡ መሳርሕታት ንከይፅዓን እዩ ተኸልኪሉ ዘሎ።

ዋና ምኽንያት ናይዚ እገዳ ድማ ልዑል ዝኾነ ናይ ደሕንነት ሓደጋ ስለዘለዎ እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ቅድሚ ሐዚ ንtiktok ኣብቲ መስራቤት ዝርከቡ መሳርሕታት ban ከምዝገበሮም ዝዝከር እዩ።

For more Tech Tips please subscribe 👇 https://www.youtube.com/@banatechnologies

#Grok #TelegramAI #MuskTech #TechTalk #AIChatbot #xAI #AI #TechNews #banatech
❤3🔥1
July 1, 2025 972