ሰላም ክብራት ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኣመንቲ እንኳዕ ንብዓለ ትንሳኤ ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና… — ALAJE TIMES — TG.ME

ሰላም ክብራት ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኣመንቲ እንኳዕ ንብዓለ ትንሳኤ ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣማን እምባአር ከስ ለሞዓንቲ ቀዳም ስዑር ብጓሓቱ እግዚአብሔርን ሰብ ዝፈትዎ ክላላይሶ እልና ፁቡቅ ስራሕ ጀምርና ታይ እዩ እቲ ስራሕ ክትብሉ ትህልዩ እምብኣይስ ከምዚ ንፈልጦም ሽፈራት መንእሰይ ከተማና ዝኾኑ እቶም ሕማቅ ንዝበፅሖም ኣለናልኩም ንቤተ ክርስቲያን ኣዉፅኡ ኣለና ዝብሉ ለሞዓንቲ እዉን ብናይ ባዕሎም ሓሳብ ንፁጉማትን ኣረጓጉቲ ጠዋሪ ዘይብሎም ዝኾኑ ወገናትና ብታዓቅሞም ዝፈቀዶ ዓሰርተ ኣርባዕተ|14000|ሽሕ ቅርሺ ኣተኣኻኺቦም ብሽፈር ጎይቶኦም ታረቀ ዝላኣኽዎ ገንዘብ ንዒስራን ሸሞንተን ዝተፀገማን/ሙ/ ወገናት ክኪ ሓሙሽተ ሚኢቲ(500)ንሓደ ፁጉም እናዞርና ሂብና ኣለና ካብቶም ዝሃብናዮም ስም ዝርዝሮም ድማ እዚኦም ይመስሉ 1, ብርሃኑ ተላ              15,ማማ ባሃፍታ 2, ኪሮስ ወ|ስላሴ        16, ኣማረች ገ|ተኽለ 3, ማሚት ሃደራ            17, ከበዱ ደስታ       4, ኣባዲት ፀጋይ           18, ሸፈና መሰለ 5, ማማ ሃሪፈያ             19, ሽኽሙ በርሀ         6, ኣበባ ፀጋይ               20, ኣኸዛ ደስታ 7, ማዓሩ                      21,የሻለም ሓለፎም 8, ሸዊት ሰነ                  22, ማማ ብርሃነ 9, ካሕሱ                      23, ስንዳዮ ባሻይ 10, ተስፈይ ድርባ         24, መብራህተ ተገኝ 11, ማማ ኣልጋነሽ        25, ዋግነሽ ብቁልቲ 12, መሰሉ ቲቶ             26, ኣለማዮ ፖልዮ 13, እነ ለተኪሮስ           27, ወርቄ 14, ገ|መድህን ገ|ተኽለ  28, ብሃፍታ ፀጋይ ዝተብሃሉ ወገናት ሓጊዝና ኣለና ንቀፃሊ ድማ ኸዚ ዝሓገዝኩሙን ዘይሰማዕኹሙን ብሓባር ኮይንኹም ካብ ናይ ሎሚ ብዝበለፀ ዝተረፈና ፅጉማት እዉን ስለዘለዉ ተሓባቢርኩም ክትቅፁሉሉ ተስፈ ይገብር ኣፈወርቂ ገብረመስቀል ሓየሎም ሃፍቱ ጎይትኦም ታረቀ

May 5, 2024 1.1K 3