ዝኾነ ይኹን ዓይነት ፍልልያት ልዕሊ ረብሓን ድሌትን ህዝቢ ትግራይ ዝዕቀን ኣይኮነን...the bottom… — Digital Woyane - ድጅታል ወያነ — TG.ME

❝...ዝኾነ ይኹን ዓይነት ፍልልያት ልዕሊ ረብሓን ድሌትን ህዝቢ ትግራይ ዝዕቀን ኣይኮነን...the bottom line ረብሓ ህዝቢ፣ መሰል ህዝቢ እዩ።
ህወሓት ኣዳኺምካ ዝጥንክር ግዚያዊ መንግስቲ የለን ፤ ንግዝያዊ መንግስቲ ኣዳኺምካ 'ዉን ዝጥንክር ህወሓት የለን።❞ ~ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ

#DigitalWoyane
November 5, 2023 6.2K 8 4