ናሰፈር ኩዕሾ ፀዋታ (back in time) 1,ዙGame ገዛ ክሳብ ትፅዋዕ ኣይውዳእይ ዋላ እግርካ ፍሕፅሕፅ… — Mr Øfflínè Quotes — TG.ME

ናሰፈር ኩዕሾ ፀዋታ (back in time) 1,ዙGame ገዛ ክሳብ ትፅዋዕ ኣይውዳእይ ዋላ እግርካ ፍሕፅሕፅ ኢሉ ኢካ ትፃወት🥺 2,ውፅኢት 35-28 እዩ ልውዳእ 🤣 3, ፍፁም ቅላዕ ልወሃብ ፋውል ልተሰርሐሉ ቆልዓ ተምሒሉ ብቻ እዩ 😭 4,ፔናሊቲ ክኮን ተሎ ሓላዊ ልዳት ይቅየር 🤯 5,ፔናሊቲ 7 ስጉሚይ ሓንቲ ግዜ ክልተ እግርካ ኣጣሚርካ ኣብ ልተገነየ ርሕቀት እዩ ልውቃዕ 😅 6,ናታ ኩዕሾ ባዓልናይ ልደለዮ ቡድን መሪፁ እዩ ልኣቲ ልኡለ ተኮርዮ የብልካይ 🤭 7, ፀወታ ልጅምር ላብ ላዕሊ ኣንጢርካ እዩ😁 8, መዲብካ ተጫዊትካ ዋላ ስዒርካ መደብካ ብቻ እዩ ልበፅሐካ ☹️ . . . . ኣብ ናይኩም ግዜ ልነበሩ ሕግታት ምሳኩም ኩዕሾ ልተጫወተ ናchildhood ዓርክኩም mention ጌርኩም ቀፅልሉ ☺️ Who missed that time 🥺

November 14, 2025 90 1