ሽኮረይ 😇 ንዓርስኪ ምሰሊ 🤌 ኣብዛ ምድሪ ዘለኪ ዕድመ ውስንትን ሓፃርን ስልልኮነት፣ ናካሊእ ሰብ ህይወት… — Mr Øfflínè Quotes — TG.ME

ሽኮረይ 😇 ንዓርስኪ ምሰሊ 🤌 ኣብዛ ምድሪ ዘለኪ ዕድመ ውስንትን ሓፃርን ስልልኮነት፣ ናካሊእ ሰብ ህይወት ብምንባር ኣይተባክንያ 😌 እግዚአብሔር ዝሃበኪ መንነት ሙሉእ ብሙሉእ ተቀበልዮ።ናባዕልኪ ራኢን ዕላማን ፈሊኪ ፍለጢ።ናባዕልኪ ሓሳብና መትከል ይሃሊኪ።በቢዕለቱ ንዝመፅእ ፍልስፍና መራገፊት ከይትኮኒ።ንዓርስካ ነፃ ኮይንካ ከምንባር ዝበለ ናፅነት የለን 🤗 ፅዕንቶ ምፍጣር ዓርስኪ ካብ ምኳን እዩ ልጅምር።ተፈላጢ፣ ፈላጢ፣ ውሩይ … ምኳን ኣየድልየክይ! ዓርስኪ ምኳን ጥራሕ እዩ ዘለኪ‼️ ✍️ ዓርስኪ ኮይንኪ ምርካብ ናለባም ጓል መትከል እዩ‼ © Mr Øfflínè ✍ ቻናልና Join ግበሩ👇👇 ✅ @MrofflineQuotes ✅ @MrofflineQuotes

July 19, 2025 134