Tigrigna Musics🎧 ትግርኛ ሙዚቃ: post #151 — TG.ME

⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ 🔝፲ ምስላታት ትግርኛ ⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ 1⃣ንኩሕሊ ዝበልክዎ ንቑልዒ፡ ንፍቕሪ ዝበልክዎ ንጽልኢ 2⃣ምብላዕ ምብልዑስ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ 3⃣ምስ ቆልዓ ኣይትምከር፡ ምስ ከልቢ ኣይትተሓባእ 4⃣ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን 5⃣ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተ ኣበኺ ዝብኢ ይብላዕኪ 6⃣ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ 7⃣ክበልዕዎ ዝደለዩ ኣባ ጉምባሕ ዛግራ ይብልዎ 8⃣መልክዕ ህድሞ ገበላ፣ መልክዕ ክዳን ነጸላ፣ መልክዕ ዘረባ ምስላ 9⃣ከይጠረጣ ከይኩርመያስ ምስ ጠረጣ ይኹርመያ 🔟ዓሻ ጎሪቤት ዝአቱምበር ንወጽእ ነይሪኢ ⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️⚪️⚫️ Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹🔸🔹 ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ @TigrignaMusics || ተፀምበሩ || ኣባፁሑልና ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

August 29, 2020 64.4K 49