ሓባራዊ መግለፂ: ፃውዒት ምክልኻል ዳግማይ ኲናትን ሰብኣዊ ቅልውላውን ትግራይ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘስካሕክሕ ፅንተት ካብ ዝፍፀም ድሕሪ ክልተ ዓመት ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ዋላኳ እንተሃለወ፣ ህዝቢ ትግራይ ዳግማይ ናብ ኲናትን ግጭትን ከይኣቱ ኣብ ፍርሕን ስግኣትን እናነበረ ይርከብ። መልእኽትና: - ሐዚ'ውን ኩሎም ወገናት ናብ ግጭትን ኲናትን ከይኣትዉ ብምግባር ኣብ ዙርያ ጠረቤዛ ዘተ ሰላም ንከካይዱ ንላቦ - መንግስቲ ፌዴራል በጀት ናብ ትግራይ ንክልእኽን መ…
March 9, 2026 79